Living in Switzerland – Information and counselling online  

ኣብ ስዊዘርላንድ ምንባር

ኣብ ስዊዘርላንድ፡  መብዛሕቲኦም ሰባት ገዛ ተኻርዮም እዮም ዚነብሩ። ናይ ክራይ ገዛ ስምምዓት፡ ብመሰረት ሕግን ውዕልን ክራይ ገዛ እዮም ዚውሰኑ። ሓደ ኣፓርታማ ወይ ቪላ ንምግዛእ ክቡር ኪኸውን ከሎ ሞርጌጅ ንምርካብ ዘሎ ተኽእሎ ከኣ ኣዚዩ ጸቢብ እዩ። ቅድሚ ቤት ምዕዳግካ፡ ብዛዕባ ፋይናንስን ሞርጌጅን ምሉእ ሓበሬታ ክህልወካ ኣለዎ።

ኣብዚ ገጻት፡ ንዓኹም ጠቐምቲ ዝኾኑ ሓበሬታትን ሞቕሽሻትን ከምኡ ኸኣ  ኣገደስቲ ኣድራሻታትን ሒዝና መጺእና ኣሎና።
ማሕበር ተኻረይቲ ስዊዘርላንድ (ASLOCA) ንኣካረይቲ ምኽሪ ይህብ፡ ይሕግዝን ይድግፍን። ንኣብ ከባቢኻ ዚርከብ ጨንፈር ክትውከስ ትኽእል ኢኻ።
 
ኣካረይቲ ብወገኖም ብኽልተ ማሕበራት ጌሮም ንረብሓኦም ይከላኸሉ።

ኣብዚ ዓምዲ: ቤት ለቒቕካ ምውጻእ, ኣብ ዕዳጋ ኣባይቲ ዝሳተፉ ኣካላት , ናብ ክራይ ገዛ ምእታው, ምቍራጽ ውዕል ክራይ ገዛ, ኣፓርታማ ምክራይ , ክራይ, ሽግር ኣብ ዘጋጥም እዋን, ገዛ ብኽንክን ምሓዝ , ገዛ ምቕያር, ገዛ ምድላይ, ምስ ጎረባብቲ ብሰናይ ምንባር, themen/wohnen/abfall

Related links: