Living in Switzerland – Information and counselling online  

ሃይማኖት

ስዊዘርላንድ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ናይ ሃይማኖት ብዙሕነት ዝረኣየላ ሃገር እናኾነት ትኸይድ ኣላ፡ ብኣንጻሩ ኸኣ ብዙሓት ሰባት ምስ ዋላ ሓንቲ ሃይማኖት ዘይጽግዑ እናኾኑ ይመጹ ኣለዉ።

ሎሚ 32% ካብ ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ተኸተልቲ እምነት ፕሮተስታንት፡ 31% ሰዓብቲ እምነት ካቶሊክ፡ 2% ተኸተልቲ እምነት ክርስቲያናዊ እምነት ኦርቶዶክስ፡ ከባቢ 5% ናይዚ ህዝቢ ኸኣ ተኸተልቲ እምነት ምስልምና የቝውም። 5% ከኣ ኣብ ካልእ ጉጅለታት እምነት ይሕቆፍ። 18000 ሰባት ድማ ኣመንቲ እምነት ኣይሁድ እዮም። ዳርጋ ሓደ ርብዒ ካብ ተቐማጣይ ስዊዘርላንድ ኣብ ኣምላኽ ዘይኣምኑ እዮም።

ኣብዚ ዓምዲ: ማሕበረ ኮም ኣለቪ , ናጽነት እምነት, መንግስትን ሃይማኖትን, ግብሪ ቤተ ክርስትያን, ቤት ትምህርትን ሃይማኖትን, ትምህርቲ እስላማዊ ሃይማኖት, ኣብያተ ክርስትያናት, ማሕበረ ኮም እምነት ምስልምና , ማሕበረ ኮም ኣይሁድ, ማሕበረ ኮም ቡድሂስት , ጉጅለታት እምነት ሂንዱ, ሕቶ ኣንቆራ (ሰክት), ዘተ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት

Related links: