Living in Switzerland – Information and counselling online  

ጥዕና

ጥዕና ዚበሃል ናይ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣዊን ማሕበራዊን ምሉእ ድሕነት ምህላው ኮይኑ፡  ሕማም ወይ ጽቡቕ ዘይምህላው ጥራይ ዜመልክት ኣይኮነን። ብእተኻእለ ዝበለጸ ኩነታት ጥዕና ምውናን ሓደ ካብቲ ንኹሉ ሰብ ብዘይ ኣፈላላይ ዓሌት፡ ሃይማኖት፡ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ፡ ቍጠባዊ ወይ ማሕበራዊ ኩነታት ኪህልዎ ዝግበኦ መሰረታዊ መሰላት እዩ (ቅዋም ውድብ ጥዕና ዓለም)።

እተፈላለዩ ረቛሒታት ንጥዕና ነፍሲ ወከፍ ሰብ ይጽልዉ። እቶም ኣገደስቲ ረቛሒታት ከኣ፡
  • ናይ ሓደ ሰብ ደረጃ ተቓላዕነት
  • ኣነባብራ ህይወት
  • ሓደ ሰብ ዚነብረሉ ማሕበረ ሰብ
  • ኣከባቢ

 

ኣብዚ ዓምዲ: themen/gesundheit/apotheke, ኣብ እንዳ ሓኪም , ኣካላዊ ምውስዋስ , ኣመጋግባ , ቆልዑ , መድሃኒታት , ሓገዝን ክንክን ኣብ መንበሪ, ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን, ኣብ ሆስፒታል , ናይ ሓኪም ስኒ, themen/gesundheit/sucht, ናይ ኣእምሮ ጥዕና, ሕቶ ጥዕና ኣብ ደቂ ኣንስትዮ, ምክልኻል , ሕክምናዊ ሓገዝ ንወረቐት ዘይብሎም, themen/gesundheit/geschlechtskrankheiten, themen/gesundheit/aids

Related links: