Living in Switzerland – Information and counselling online  

ስድራ ቤት

እቲ ስድራ ቤት ዚብል ኣምር ሎሚ መሰረታዊ ዝኾነ ለውጢ ይገብር ኣሎ። ፈደራላዊ ኮሚሽን ውህደት ንስድራ ቤታዊ ሕቶታት (COFF) ነታ ስድራ ቤት እትብል ሓሳብ ብብዙሕ ገጻት ይገልጻ፡

  • ስድራ ቤት ማሕበራዊ ጉጅለ ኮይና ኣባላታ ንድልየታቶም ንምምላእ ዝቖሙ እዮም።

  • ስድራ ቤት ናይ ወለዲ ወይ ናይ ንጽል ወላድን ቆልዑ ኮም እያ።

  • ስድራ ቤት  ማሕበራዊ ትካል እያ።

ትርጕሙ ብዘየገድስ፡ እቲ ዋና ሓሳብ፡ ኣባላት ናይ ሓንቲ ስድራ ቤት ናይ ሓድሕዶም ሓላፍነት ይሽከሙ እዮም፣ ሕጋዊ ጉዳያት ይኹን ዋላ ብሕታዊ ውሳነ።
ስድራ ቤት ከም ሓንቲ ማሕበራዊ ትካል- ሰብኣይን ሰበይትን፡ ወለዲ፡ ቆልዑ፡ ሓጎታትን- ኣብ ስዊዘርላንድ ብዙሕ ሕግታትን ስርዓታትን ትውስን። ንኣብነት፡ ናይ ስድራ ቤት ኩነታት ንመጠን ዚኽፈል ግብሪ፡ ዚወሃብ ሓገዝን ናይ መንግስቲ ኣገልግሎት ንምርካብን ይውስን።  

ኣብዚ ዓምዲ: ወለዲ ምዃን, ንቆልዑ ዘለዎም ስድራ ቤታት ዝወሃብ ሓገዝ, መንበሪ ወረቐት ንቆልዓ